ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ሚኒትራት ኣብ ኒውዮርክ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተራኺቦም ኢዮም ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝከኣለሎም ጉዳያ ከምዘልዐሉ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment