ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ራይሸል ኦማሞ ተዛቲዮም።

እተን ሚነሲትር ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዋ ይፍለጥ።

ኣብ ፃንሒተን ድማ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢተ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment