ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ቁርፀኛ ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ፍልይቲ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኔት ዌበር ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዞባዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ቁርፀኛ ኢዩ ኢሎም።

እዚ ድማ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ካብ ዘለዎ ባህጊ ዝብገስ ከምዝኾ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment