ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መከነን ምስ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማን  ተዛቲየም።

ኣብ ፃንሒቶም ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተሪካዊ፣ ዝፀንሐ፣ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ራእይን ዝተደረኸ ኢዩ ኢሎም።

ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፥ ግጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብዛዕባ መጥቃዕቲ ከምእውን እቲ ጉጅለ ይፍፅሞም ብዛዕባ ዘሎ ዘኽፍኡ ተግባራት ገሊፆም።

እቲ ወራሪ ጉጅለ ራዕዲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ግልፂ ወረራ፣ ዝርፊያን መቕተልቲን ብምክያድ ልዑል ሰብኣዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማህበራዊን  ወንጀላት ይፍፅም ከምዘሎ ኣይተ ደመቀ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment