ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም።

ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዝነብሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያውያን ርሑስ በዓል ልደት ንክኾነሎም እምነ እውን ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment