ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኮይኖም ተሸይሞም።
ኣይተ የኋላሸት ጀመረ ካብ 1 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ዝተሾሙ እንርኾኑ፥ ቅድም ክብል ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ ዓውዲ ምህንድስና ተዋፊሮም ከምዘገልገሉ ካብ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ይግበሩ/ራ!
Comments (0)
Add Comment