ኣይተ ዑመር ሑሴን ምስ ተወካሊትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሴን ምስ ተወካሊ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ሃይለገብርኤል ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ትካል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሎ ዛዕባ ዝጠመተ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብብርኪ ዓለም ዝረአ ቅልውላው ምግቢ ንምቕናስ ኣድላዪ ደገፍ ቴክኒክ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ኣይተ ዑመር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝገብሮ ዘሎ ደገፍ አመስጊኖም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment