ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣይተ ኦርዲን ብድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ገይሩ ሾይሙ።

ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን ንህዝቢ እቲ ክልል ብቕንዕናን ንምግልጋል ቃለ ማሕላ ምፍፃሞም ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ፡፡

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ርእሰ ምምሕዳር ኮይኖም እናመርሑ ምፅነሖም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment