ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም።

ብመሰረት እዚ፡-

  1. ኣይተ ጎሹ እንዳላማው ኣማኻሪ ርክብ ህዝቢ ርዕሰ ምምሕዳር
  2. ኣይተ ደሳለኝ ኣስራደ ፍሉይ ኣማኻሪ ርዕሰ ምምሕዳር
  3. ኣይተ መስፍን ኣበጀ ኣማኻሪ መሰረተ ልምዓት ርዕሰ ምምሕዳር ኮይኖም ተሸይሞም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment