ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ በቲ ምኽሪ እናተሳለጡ ዝፀንሑ ጉዳያትን ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ዝደልዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኣፈታትሓ ጎንፂን ምቅርራብ ህዝቢታት ኣብ ዘጎልብቱ ጉዳያትን ትኹረት ተገይሩ ከምዝስራሕ ኣብቲ ዘተ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment