ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ ዘቲዮም

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚደንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ መሃመድ ሳዲኪ (ፕ/ር) ዘቲዮም።

መሃመድ ሳዲኪ(ፕ/ር) ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ትማሊ ኣማሲዮም ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment