ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም።

ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ዘተኦም መንግስቲ እቲ ክልል ትኹረት ሂቡ እናወገኖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ጉዳያትን ገለፃ ገይሮም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዓፋር ፃንሒቶም ዝተፈላለዩ ፕሮጀክቶታት ከምዝዕዘቡ ካብ ቤት ፅሕፈት እቲ ርእሰ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ምስ ዝተፈላለዩ ሰብ መዚ መንግስቲ እቲ ክልልን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከምዝዛተዩ ትፅቢት ይግበር፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment