ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ንኸገልግሉ ከምዝሸሙዎም ፓርቲ ብዕልፅግና ኣፍሊጡ።

ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ከገልግሉ ፀኒሖም ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment