ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ዳግም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ብቤት ምኽሪ እቲ ክልል ዳግም ተሸይሞም።

እቲ ቤት ምኽሪ የካይዶ ኣብ ዘሎ መበል ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንክኾኑ ብሙሉእ ድምፂ ሸይሙዎም።

 

Comments (0)
Add Comment