ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ከተማ ጎንደር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ከተማ ጎንደር ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም።

እቶም ሚኒስትር፥ ዘስርሑ ፕሮጀክትታት ተሳትፎ ህዝቢ ስለ ዝደሊዩ ሐብረተሰብ ናይ ባዕሉ ኣሰር ከንብር ኣለዎ ኢሎም።

ሓበራዊ ታሪክና ዝኾነ ቤተ መንግስቲ ፋሲል ፅገና ምጅማሩ ምርኣዮምን ህንፀት ሓፅቢ መገጭ ኣብ ፅቡቕ ከይዲ ምህላዉ ምዕዛቦምን ተዛሪቦም።

Comments (0)
Add Comment