ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም።

ማእኸላት ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና መትከልን ስርዓት ኣሰራርሓን ምትኽኻእ ኣመራርሓ መሰረት ብምግባር ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መዛዘሚ ኣኼባ ንኣይተ ደመቀ መኮነን ብሙሉእ ድምፂ ኣፋንዩ።

ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ንክኾኑ ብኣብዝሓ ድምፂ መሪፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment