ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቪዛ ዘለዋ ምሕዝነት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡

ሓደሽቲ ኣማራፂታት ዲጂታል ክፍሊት ምስፋሓ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዝተዛተዩ እውን ሓበሬታ እቲ ባንኪ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment