ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ዘቲዮም።

እቶም ርእስ ምምሕዳር፥ ዩኒሴፍ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም።

ኣብ ቀፃሊ እቲ ትካል ኣብቲ ክልል ዝሰርሖም ስራሕቲ ብቐፃልነት ኣብ ምጥንኻር ዝጠመተ ዘተ መግባሮም ኣይተ ሙስጤፌ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment