ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ቢሮ ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውድብ ሕቡራ መንግታትን ተወካሊት ሕብረት ኣፍሪካን ወይዘሮ ወርቅነሽ መኮንን ንዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣመልቶም ኣዘራሪቦም።

እቶመ ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል ዝተወለዐ ኩነታት ድርቂን ሓደጋ እቲ ድርቂ ኣብ ህይወት ዜጋታት ከብፀሖ ዝኽእል ጉድኣት ንምክልኻል ዝተትሓዙ ትልሚታትን ከምኡ እውን ክሳብ ሕዚ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

መንግስቲ እናገበሮ ዝርከብ ፃዕሪ ዝነኣዳ እተን ዋና ዳይሬክተር ብግደአን፥ ትካለን ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ንምምካት ናይ ባዕሉ ግደ ከምዝዋፃእ ምግላፀን ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment