ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ክንፊ ኤርባስ A350 ኣውሮፕላን ዝፈርየሉ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ዑደት፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ እንግሊዝ በረራ ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመቱ ምኽኒያት ብምግባር ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።