ኣይተ መስፍን ጣሰዉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትጵያ ኣየር ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ መስፍን ጣሰዉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትጵያ ኣየር ኮይኖም ተሸይሞም።

ንነዊሕ ዓመታት ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዘገልገሉ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ትማሊ ዕልለት ምስ ጥዕና ተተሓሒዙ ብፍቓዶም ካብ ሓላፍነት ምልቃቖም ይዝከር።

ብፀጋዬ ወንደወሰን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment