ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ።

እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂን ድርቂን ኣብ ፀገም ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድሊዮምን ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።

ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣቢሉ ከምዝከፋፈል ድማ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣየር ላንድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment