ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም።

እቶም ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን  ትማሊ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘህነፆ መሰረተ ልምዓት ውግእ ከምኡውን ዓቕሚ ዕጥቂ ክብ ንምባል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ለውጢ ምዕዛቦም ይዝከር።

ኣብቲ እዋን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘመዝግቦም ዘለዉ ለውጢታት፣ ዝበፅሓሉ ብርኪን ዝሃነፆ ዓቕሚን በዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡዎም ኢዩ።

እቶም ተሳተፍቲ ሎሚ ድማ ካለኦት ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊሮም ክጉብንዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment