ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ኣፅዲቑ።

ኣብ ኣፈፃፅማ እንተጋጥሙ ዝነበሩን መበገሲ ምኽኒያት ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝኾኑን ጉድለታት ኣሰራርሓ ንምእራም ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ስሩዕ ዝኾነ ማዕቐፍ ዕድጊት ተግባራዊ ንምግባር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ።

ብየሻምበል ምህረት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment