ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ንምዝማን ጠመተ ሂብና ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ኣብ “ስማርት ሲቲ”ን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ፅንሰ ሓሳብ ዝጠመተ ስልጠና መጨበጢ ግንዛበ ንመዳርግቲ ኣካላት ተዋሂቡ።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹእቲ ንምግባርን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ንምዝማንን ጠመተ ሂብና ንሰርሕ ኣለና ኢለን።
ብተወሳኺ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ብዝተወደበ መገዲ ድልየት ነበርታ ብዘማልእ መልክዑ ንክመሓደር ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ ሓዱሽ ኣወዳድባ ብምፍጣር ስራሕቲ ኣብ ምስራሕ ንርከብ ክብላ ገሊፀን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።