ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ካፍ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)  ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ኣኼባ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን÷ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) 12 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡

ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኻየዱ ከምዝርከቡ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment