ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ።

ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝተረኸበ ኣታዊ፣ ዝቕባበ ዋጋን ተተሓሓዝቲ ስጉምቲታትን፣ ናይ መንግስቲ ኣታዊን ኩነታት ክንውን ስራሕን ከምዝተገምገመ እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ገሊፆም።

እቲ ኮሚቴ፥ ኣብዚ ዓመት ዝተትሓዙ ዓበይቲ ጉዳያት መሰረት ብምግባር፤ ንዝቕፅል ካልኣይ ርብዒ ዓመት ዝኾኑ ሽቶታት ብምፍላይ ኣንፈት ከምዘቐመጠ እውን ዶክተር ኣቢይ ኣብሪሆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment