ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ።

ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)÷ ‹‹ሎሚ ኑጉሆ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና›› ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment