ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብዚ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፌዴሪኢ ኣብ ኣልጄሪያ ኣብ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ተዛቲየን።

ቀፃሊ ዙር ኣኼባሓበራዊ ኮሚሽን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀረባ እዋን ንኽካየድ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ እውን ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣኼባ እቲ ኮሚሽን ኣብዚ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጄሪያ ነቢያት ጌታቸው ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

ፀላእትኻ ንምስዓር ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ምርካብ

Comments (0)
Add Comment