ኣኬባ ጉጅለ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ጀኔቫ ምክያድ ጀሚሩ

ኣኬባ ጉጅለ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ጀኔቫ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምሻይ ኣኼባ ኣባላት ጉጅለ ስራሕ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ምክያድ ጀሚሩ፡፡

መራሒ ጉጅለ ዋና ተደራዳሪ ኢትዮጵያን ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዘበልዎ÷ ኢትዮጵያ ንድርድር ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ድልውቲ ምዃና ኣብቲ መድረኽ ከምዘረድኡ ገሊፆም፡፡

ኣባል ሃገራት ናይ ክልቲኣዊ ንግዲ ድርድረን ኣቐዲመን ንክዛዝማ ኣብቲ መድረኽ ፃውዒት ምቕራቦም ብምሕባር÷ ኣብ ምኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ኣኼባ ልዕሊ 19 ሃገራት መልእኽቲ ደጋፍ ብምትሕልላፍ ንኢትዮጵያ ከምዘበረታትዑ ገሊፆም፡፡

መርሃ ግብሪ ሕቶን መልስን ክሳብ ምሸት ከምዝቕፅል እውን ኣብሪሆም፡፡

Comments (0)
Add Comment