ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳይንስ ህጻናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ ማእኸል ሳይንስ ህጻናት ኣመሪቑ።

እቲ ኣካዳሚ ሳይንስ ኣብ መፅናዕቲ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን መሰረት ዝገበረ ምኽሪታት ብመሃብን ስራሕቲ ምርመራትን እናገበረ ይርከብ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣካዳሚ ሳይንስ ንምዕባይ ካብ ፈለማ ጀሚርካ ምስራሕ ስለዝግበእ እቲ ማእኸል ሳይንስ ከምዝተጣየሸ ፕሬዚዳንት እቲ ኣካዳሚ ፕሮፈሰር ፅጌ ገ/ማርያም ገሊፆም።

ዝተጠናኸረ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንኽህሉ ኣብ ህፃናትን መናእሰይን ዝስራሕ ስራሕ ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ዝገለፁ ፕሮፈሰር ፅጌ፥ ብመንፅር እዚ እቲ ማእኸል ዝህልዎ ግደ ወሳኒ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

እቲ ማእኸል ሳይንስ ህፃናት፥ ብሓገዝ ጎተ ኢንስቲቲዩት ኢትዮጵያን ፋኖሜንታን ዝተሃነፀ ኢዩ።

ብዘመን በየነ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment