ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ተዘርጊሑ    

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ከምዝተዘርገሐ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ማዓዛ ኣሸናፊ ገሊፀን።

ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ማሕበር ጉድኣት ኣካል መበል 20 ዓመቱ ሎሚ መዓንቲ ኣኽቢሩ።

እተን ፕሬዚዳንት ከምዝበልኡ፥  ኣካል ጉድኣት ሕገ-መንግሥታዊ መሰሎም ንክኽበር ብወገን ብትፍርዲ ይስራሕኣሎ።

ኣብቶም ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ምምሕያሻት ኣካል ጉድኣት ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበረ ብዝሓሸ ምቹው ኩነታት ይፍጠረሎም ከምዘሎ ገሊፀን።

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝፀደቐ ኣዋጅ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቁፅሪ 1234 እቶም ኣክል ጉድኣት ዝምልከቱ ዓንቀፃት ከምዝተኻተቱ ምዝራበን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment