ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም፥ ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው መንፈስ ምልጋስን ህንፀት ማሕበረሳባዊ ርክብን ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።

ዓመት በዓል ፋሲካ ንታሪኽ ክምዝገብ ብዝኽእል ኩነታት ክሓልፍ ከምዝኸኣለ እውን ገሊፆም።

“ከምዚ ዝበሉ ዓመት በዓላት ዘድምቑ ባህሊ ልግስናን ርህራሄን ንቐፃሊ ሓቢሮምና ዝነብሩ ኢዮም” ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment