ኣንቶዋን ግሬዝማን ንባዕሉ ካብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ኣንቶዋን ግሬዝማን ንባዕሉ ካብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ከምዘግለለ ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ተፃዋቲ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግለለ ብምግላፅ ኣብ ዝተረፈ ህይወት ኩዕሾ እግሪ ፀወትኡ ምስ ጋንትኡ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ትኹረት ከምዝገብር ኣፍሊጡ።

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2014 ጀሚሩ ነሃገሩ ፈረንሳይ ምፅዋት ዝጀመረ ግሬዝማን÷ ፅዋዕ ዓለም ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ዓወታት ዓቲሩ ኢዩ።

ንሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ ዝገበሮም ፀወታታት 44 ሸቶታት ከመዝግብ ክኢሉ።

 

Comments (0)
Add Comment