ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ተገሊፁ።

ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያን ኒጀርን ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ተሓቢሩ።

እቶም ሚኒስትር ዝቕፅል ረቡዕ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገብሩ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት እውን ኣሎ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment