ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ ወደብ ሕብራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና መብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሪፎርም ኣብ ዝድለ ንክበፅሕን ህዝቢ ኢትዮጵያ ተረባሒ ንክኸውንን ትካሎም ከምዝድግፍ ዝገለፁ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ ነዚ እውን ምስ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ከምዝሰርሕ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና መብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ትካሎም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምዃን ኣብዛ ሃገር ሰላም ንክህሊን ህዝብታታ እውን ብሩህ ተስፋ ንክህልዎም ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ብህፁፅ ንክፍታሕን እቲ ህዝቢ ሰለማዊ ህይወቱ ንክቕፅልን ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment