ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፖርቹጋል ከተማ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ፅገ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡
ኬንያዊት ኣትሌት ሩዝ ቼፕንጌቲች 2ይ ደረጃ እንትትሕዝ ንስዊድን እትጎዪ ኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ድማ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድራ ዛዚማ፡፡