ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ።
ገንዘቤ ዲባባ ነቲ ፍርቂ ማራቶን ንምዝዛም ዝወሰደላ ግዘ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 17 ማይክሮ ሰከንድን ኢዩ፡፡
ኬንያዊት ኣትሌት ሼይላ ቼፕኪሩ ድማ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ካልአይቲ ክትወእ ክኢላ፡፡
ኣብቲ ውድድር ብክልተ ማይክሮ ሰከንድ ተበሊፃ ሳልሰይቲ ዝወፅአት ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ እንትትከውን፥ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 51 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ዛዚማ፡፡
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
Comments (0)
Add Comment