ኣትሌት ይታያል ስለሺ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ይታያል ስለሺ ኣብ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዓይነ ስውር ጩራ (T-11) ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ።

እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 4 ደቒቕ 23 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ካልኣይ ደረጃ ከምዝወፅ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment