ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ካብ ኣምሓራ ቤት ህንፀት ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ኣቤ ጋሻው፥ ኣብዚ ውድድር እንትዕወት ሎሚ ዘበን ንመበል ሳልሳይ እዋን ኢዩ፡፡
ኣትሌት ሃይለማርያም ኣማረ ካብ ቤት ህንፀት ፌደራል ካልኣይ፤ ከምኡ እውን ኣትሌት ገመቹ ዲዳ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ሳልሳ ደረጃን ብመሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።
ብተመሳሳሊ ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ድማ ኣትሌት ትእግስት ግርማ ተዓዊታ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
Comments (0)
Add Comment