ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ውድድር ማራቶን ዘመዝገበቶ ሰዓት ኣብ ጊነስ ወርልድ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ውድድር ማራቶን ዘመዝገበቶ ሰዓት ኣብ ጊነስ ወርልድ ተመዝጊቡ።

እታ ኣትሌት ኣብ በርሊን ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥  2 ሰዓትን 11 ደቒቓን 53 ሰከንድን ብምእታው ሓዱሽ ከብረ ወሰን ምምዝጋባ ይዝከር።

ብመሰረት እዚ ኣብ ጊነስ ወርልድ ሪከርድ ምምዝጋባ ዝገለፅ ሰርተፊኬ ምቕባላ ኣብ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment