ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ንኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳልያ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድድ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ንኢትዮጵያ ተወሳኺ  ሜዳልያ ኣምፂኣ።

ኣትሌት ለተሰንበት ነቲ ውድድር ሳልሰይቲ ብምዃን ኢያ ዛዚማቶ።

ኣብቲ ውድድር ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሲፋን ሃሰን ቀዳመይቲ እንትትከውን ካልአይቲ ድማ ትውልደ ኢትዮጵያዊት ቃል ኪዳን ገዛኸኝ ኮይና ኣላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment