ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ክብረ ወሰን ዓለም 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ዘበነ ውድድር ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 3 ሺሕ ሜትሮ ብ7 ደቒቓን 23 ሰኮንድን 81 ማይክሮ ሰኮንድን ብምእታው ሪከርድ ምምሕያሹ ይዝከር።

እቲ ክብረ ወሰን ን25 ዓመታት ብኬኒያዊ ኣትሌት ዳንኤል ኮመን ተታሒዙ ዝነበረ ኢዩ።

ብወርቅነህ ጋሻሁን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment