ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

እቶም ኣቦ መንበር ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።

ንኩሎም መሳርሕቶምን ኣዕርኽቶምን እውን “ርሑስ በዓል ልደት” ክብሉ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment