ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ኣቦታት፥ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኸበ ሰላም ምእመናን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እወንታዊ ተግባር በምፍፃም ክትግብርዎ ይግባእ ኢሎም።

ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት ደሕንነትስ ሰላምን ዝተረኸበሉ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ምእመናን ንምርግጋፅ ሰላምን ሓድነትን ሃገር ክሰርሑ ይግባእ ክብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ምንጋዕ ሰላም ብዘተን ምርድዳእን ከፍትሑ ይግባእ ምባሎም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እቲ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ከምዘለዎ እቶም ኣቦታት ሃይማኖት መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment