ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም።

ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት ምኽኒያት ብምግባር እቶም ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ረእይቶኦም ሂቦም።

ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝብታት ንኢትዮጵያ ብሓባር ዘፅንዐ ዓምዲ ኢዩ ኢሎም።

ዝሓሸት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣፈላላያት ሓሳብ ብዘተ ብምፍታሕ ፀገማት ብዝሰኸነ መንፈስ ምሕላፍ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ካብ ዝፈላልዩና ሓሳባት ብዝበለፀ ኣብ ዘቀራርቡና ጠመተ ብምግባር ንህንፀት ሃገር ብሓባር መስራሕ ይግባእ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment