ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ሕፁያት ዘቕረቡ ዝርዝር ፓርቲታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ሕፁያት ዘቕረቡ ዝርዝር ፓርቲታት ዕላዊ ገይሩ።

  1. ዴሞክራሲያዊ ውድብ ሃረሪ
  2. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ሞቻ
  3. ዴሞክራቲክ ፓርቲ ራያ ራዩማ
  4. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ቅማንት
  5. ባልደራስ ንሓቀኛ ዲሞክራሲ
  6. ፓርቲ ብልፅግና
  7. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ህብር ኢትዮጵያ
  8. ፓርቲ ህዳሴ
  9. ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን
  10. ፓርቲ ኣዲስ ትውልድ
  11. ፓርቲ እናት
  12. ኣረንጓዴ ፓርቲ ካፋ
  13. ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ጋምቤላ
  14. ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ጋምቤላ
  15. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ጋሞ
  16. ዴሞክራሲያዊ ውድብ ህዝቢ ጌዴዮ
  17. ውድብ ሓድነት መላእ ኢትዮጵያ
  18. ዴሞክራሲያዊ ውድብ ሓድነት ህዝቢ ሲዳማ
  19. ፓርቲ ሓድነት ሲዳማ
  20. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ህዝቢ ቁጫ
  21. ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ቤንሻንጉል
  22. ብሔራዊ ሸንጎ ኣገው
  23. ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ
  24. ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓይሊ ኣምሓራ
  25. ዲሞክራሲያዊ ውድብ ህዝቢ ኣርጎባ
  26. ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ብሄረሰብ ኣርጎባ
  27. ፓርቲ ህዝቢ ዓፋር
  28. ግንባር ፓርቲ ናፅነት ዓፋር
  29. ወያናይ ዴሞክራሲያዊ ግንባር ሓድነት ዓፋር
  30. ወያናይ ፓርቲ ህዝቢታት ኢትዮጵያ
  31. ሶሻል ዲሞክራቲክ ፓርቲ ኢትዮጵያ
  32. ፌዴራላዊ ዴሞክራሲያዊ መድረኽ ኢትዮጵያ
  33. ብሔራዊ ሓድነት ፓርቲ ኢትዮጵያ
  34. ፓርቲ ናፅነት ኢትዮጵያ
  35. ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ-ፍትሒ
  36. ዴሞክራቲክ ሕብረት ኢትዮጵያ
  37. ብሔራዊ ግንባር ናፅነት ኦጋዴን
  38. ንቅስቓስ ናፅነት ኦሮሞ
  39. ዴሞክራሲያዊ ሕብረት ህዝቢ ካፋ
  40. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ህዝቢ ወለኔ
  41. ዴሞክራሲያዊ ግንባር ህዝቢ ወላይታ
  42. ብሔራዊ ምንቅስቓስ ዎላይታ
  43. ዴሞክራሲያዊ ውድብ ህዝቢታት ዶንጋ
  44. ዴሞክራቲክ ምንቅስቓስ ንፍትሒን ሰላምን ህዝቢታት ጋምቤላ
  45. ዴሞክራቲክ ፓርቲ ምዕራብ ሶማሌ
  46. ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ቦሮ
  47. ዴሞክራሲያዊ ሕብረት ህዝቢታት ካፋ

ብውልቀ ዝተወዳደሩ – 125 ሕፁያት

ኣርባዕተ ፓርቲዎች ንቤት ምኽሪ ክልላት ጥራሕ ዝወዳደሩ እንትኾኑ፥ ክልተ ፓርቲታት ድማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጥራሕ ዝወዳደሩ ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment