ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብብርኪ ሃገር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

45 ሚኢታዊ ዝኸውን ንደኒ ዝውዕል እንትኸውን፥ ዝተረፈ 55 ሚኢታዊ ድማ ንጥሙር ሕርሻን ፍረምረን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment