ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሰራሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

መድረኽ ገምጋም ተፀዋዕለነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ትካላት ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2016ን ትልሚ በጀት ዓመት 2017ን ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ ዝመርሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ÷ ንቀዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት ንካልኦት ትካላት ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ክሰርሑ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ተዛሪቦም፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን እቶም ተፀዋዕቲ ትካላት÷ ሓላፍነቶም ኣብ ምድላው ምዕራፍ፣ ምትግባር ስራሕን ውፅኢትን ከምኡ እውን ፈተና ብገለፃ እናቕረቡ ይርከቡ።

ብፍሬሕይወት ሰፊው

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment