ኣብ 2013 ዓ.ም ንህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ነህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ።

ናይቲ ግድብ ህንፀት ህዝባዊ ተሳትፎ መተሓባበሪ ብሔራዊ ቤት ፅሕፈት ምክር ቤት ከምዝበሎ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ዝተገበረ ደገፍ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተገበሩ እቲ ዝዓበየ ኢዩ።

ናይቲ ቤት ፅሕፈትናይ ኮሙዩኒኬሽን ዳይሬክተር ኣይተ ሃይሉ ኣርኣያ፥ ኣብ ዝሓለፉ ግዜታት ኣብ ዓመት ዝእከብ ዝነበረ ልዑል ገንዘብ ካብ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር በሊፁ ኣይፈልጥን ኢሎም።

“እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ” ብዝብል ብሞባይል ሓፂር ፅሑፍ መልእኽቲ 8100 A ብዝተገበረ ኣስተዋፅኦ 132 ሚሊየን ብር ዝተረኸበ እንትኸውነ፥ ካብ ዳያስፖራ ተሳትፎ ድማ 134 ሚሊየን ብር ከምዝተረኸበ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment